|
|
|
|
ሓበረታ ንኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ክፉት ህዝባዊ አኼባ አብ ከተማ ኦስሎ/ ኖርወይ/ ብኣባላት ተ.ሓ.ኤ ተ.ሓ.ኤ. ሰ/ባን ብንኡስ ሽማግለ ምቛም ሰልፍን ዝዳሎ: ብኣባላት መሪሕነት ተ.ሓ.ኤ. ሰ.ባን ኮሚስዮን ምቋም ሰልፍን ዝምራሕ ናይ ህዝቢ ክፉት ኣኼባ ንዕለት 14.06.08 ኣብ ከተማ ኦስሎ ክካየድ ስለዝኾነ ኣብዚ ኣኼባ'ዚ ብኵነታት ሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኵሉ ንክሳተፎ ብክብ ዝበለ ክብሪ ንዕድም። ኣብ ኣኼባ ዝዝተዩ ነጥብታት፡ 1. ተ.ሓ.ኤ_ሰባን አብ መስርሕ ምምስራት ዝርከብ ሰልፍን 2. ዕላማታት ዝምስረት ሰልፍን፡ ሓባራዊ ኮሚስዮን ሰልፊ ዘሰላስሎም ዕማማትን 3. ኵነታት ኤሪትራዊ ደንበ ተቃውሞን ውጽኢት ጉባኤ ኢደኪን ብደሓን ምጹ: ዓደምትኹም: ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ሰ/ባን ኣባላት ንኡስ ሽማግለ ኮሚስዮን ናይ ሰልፊ ምቋምን ኣብ ኦስሎ። አኼባ ዝካየደኩ አድራሻ እዚ ዝስዕብ ኢዩ። Adresse: Furuset senter, Trygve Lies plass 1. Ungdomsetaten (ved Furuset senior kluben) . Kl. 1430-1900.
|
|
[Party Membership Registration Form] Send mail to info@speedliberty.org with
questions or comments about this web site.
|